OEO እንታይ እዩ?
ኣብ ሕቶታት ህዝባዊ ትምህርቲ መባእታ ክሳብ 12 ሓገዝና ርኸቡ።
ኣብ-መስመር - ነቲ ሓድሽ ናይ ኣብ-መስመር ናይ እትዋት
መስርሕ ክትጥቀም ነተባብዓካ። ብስምካን ዝሰርሕ ኢሜይልን
ናይ ባዕልኻ ኣካውንት ፍጠር። ኣካውንት ምስ ፈጠርካን ነቲ ናይ
ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕ መሊእካ ምስ ወዳእካን፣ ኣብ
ዝቕልጠፈ ሓደ ሰብ ክረኽበካን ሓበሬታ ወይ ቈጸራ ክህበካ
እዩ። ናይ ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕና ምሉእ ግዜ ይርከብ
እዩ፣ እንተኾነ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ንቡር ሰዓታት ስራሕ ክከታተለና ይኽእል እዩ።
ሰዓታት ስራሕ
- ሰኑይ 8:30 ቅ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ.
- ሰሉስ 8:30 ቅ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ.
- ረቡዕ 8:30 ቅ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ.
- ሓሙስ 8:30 ቅ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ
- ዓርቢ 8:30 ቅ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ
ናይ ምቕባል ቆጸራ መደብ ግበር - ሓደ ናይ ምቕባል ክኢላ ክድውለልካን ኣድላዪ ሓበሬታ ክእክብን ክመኸረካን ንዓኻ ብዛዕባ ሕቶኻ ወይ ኩነታትካ ንኸማኽረካ ናይ ግዜ መደብ ግበር። ከም ኣማራጺ፣ መስርሕ ምውሳድ ብኢንተርነት ብምጥቃም፣ ነቲ ዘድሊ ሓበሬታ ኣብ ዝጥዕመካ እዋን ክትመልኦ ትኽእል ኢኻ።
ብተሌፎን – እንድሕሪ ንሓደ ሰብ ብኣካል ክትዛረቦ፣ ወይ ናይ
ኣብ-መስመር እታዋት መስርሕ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ደልዩ
ብኽብረትካ ኣብዚ ብናጻ ርኸበንና 1-866-297-2597 ኣብ
ብሰዓታት ስራሕና ካብ ሰኑይ-ዓርቢ፡ ሰራሕተኛታትና ናይ 150 ቋንቋታት ትርጒም ክህቡ ይኽእሉ
እዮም።
ፋክስ ወይ ሜይል – ሕቶ ንናይ ኦምቡድስ ኣገልግሎታት ፎርም
ድውንሎድ ግበሮን ነቲ ምሉእ ቅጥዒ ብ ፋክስ፣ ደብዳበ ወይ
ኢሜይል ኣቕርቦ (ሓበሬታ ኣድራሻ ኣብቲ ቅጥዒ ተጻሒፉ ኣሎ)
ናብ OEO። ፋክስ፡ 1-844-886-5196
ዜናን ፍጻመታትን
- ካርድ ምኽርታት ትርጉም ዝተቶርጎመ ናብ፡
-
Arabic_بطاقة نصائح الترجمة الفورية_Interpretation_Support_Tips_Card
Chinese_Simplified_口译提示卡_Interpretation_Support_Tip_Card
Chinese_Traditional_口譯貼士卡片_Interpretation_Support_Tip_Card
Korean_통역 도우미 카드_Interpretation_Support_Tip_Card
Russian_Карта_с_подсказками_при_устном_переводе_Interpretation_Support_Tips_Card
Somali_Kaarka_Tilmaamaha_Turjumaada_Interpretation_Support_Tips_Card
Spanish_Consejos_de_Interpretación_Interpretation_Support_Tips_Card
Tagalog_Kard_ng_mga_Tip_sa_Pagsasalin_Interpretation_Support_Tips_Card
Vietnamese_Thẻ_Lời_khuyên_phiên_dịch_Interpretation_Support_Tips_Card
- ሓደ ካብ ሓሙሽተ፡ ታሪኽ ስንክልና ከምኡውን ፕሮጀክት ፕራድ
- ዝመጽኡ ወቢናራትን በዓላትን
-